ኵሉ ሓረጋት

ኵሉ ሓረጋት

ልቢ / ፓልሞኖሎጂ

ልቢ / ፓልሞኖሎጂ

ሓፈሻዊ ሓረጋት

ሓፈሻዊ ሓረጋት

ሓፈሻዊ ሓበሬታ

ሓፈሻዊ ሓበሬታ

ሕሙማት ልቢ

ሕሙማት ልቢ

ሕማም ግርጻን

ሕማም ግርጻን

ሕክምናዊ ሓበሬታ

ሕክምናዊ ሓበሬታ

ሕክምናዊ ሓገዝ

ሕክምናዊ ሓገዝ

ሕክምናዊ መርመራ

ሕክምናዊ መርመራ

ሕክምናዊ መስርሕ

ሕክምናዊ መስርሕ

ሕጻናት

ሕጻናት

መዓናጥ መዓናጥ

መዓናጥ መዓናጥ

ማሕበር / ኣንፈቱ

ማሕበር / ኣንፈቱ

ሞያ

ሞያ

ሳይክያትሪ

ሳይክያትሪ

ስርዓተ መትኒ / ስነ - ኣእምሮ

ስርዓተ መትኒ / ስነ - ኣእምሮ

ስቓይ

ስቓይ

ስነ - ኣእምሮ

ስነ - ኣእምሮ

ስነ መትኒ

ስነ መትኒ

ስደተኛ

ስደተኛ

ቈርበት

ቈርበት

ቍጽሪ

ቍጽሪ

በሶክ / ፋሚሊ

በሶክ / ፋሚሊ

ኣምቡላንስ

ኣምቡላንስ

ኣቀባብላ

ኣቀባብላ

ኣካል

ኣካል

ኣገልግሎት ቤተ ምከራ ዀነ ረድዮ

ኣገልግሎት ቤተ ምከራ ዀነ ረድዮ

ውልደት

ውልደት

ዓጽሚ

ዓጽሚ

ድሕሪ ግዜ

ድሕሪ ግዜ

ግዜን ዕለትን

ግዜን ዕለትን

ጐረሮ ኣፍንጫ እዝኒ

ጐረሮ ኣፍንጫ እዝኒ

ጸሓፊ ሕክምና

ጸሓፊ ሕክምና

ፊዝዮተራፒ

ፊዝዮተራፒ

Lytter...

<span class="translation_missing" title="translation missing: ti.dashboard.shared.context_voice.search">Search</span>

Det oppsto en feil under gjenkjenning av lyden. Prøv på nytt.

Gjenta

ኵሉ ሓረጋት

ቅድምን ድሕሪን ርእስካ ምህራምካ ዘጋጠመካ ኩሉ ትዝክሮ ዶ?
ረስኒ ነይሩካዶ፧
ነብሰጾር ዲኪ?
ትንፋስ ሕጽረት የጋጢመካ ኣሎ ዶ?
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ጉድለት ናይ ጥዕና ኣጋጢምካ ኔሩ ዶ?
ሕጂ ናይ ኤለክትሮካርድዮግራም ክገብረልካ እየ።
ሕጂ ኣብ ሰራውር ደምካ ቬኑስካቴተር ጌረ መድሃኒት ክንህበካ ኢና።
መቅጠኒ ደም መድሃኒት ትጥቀም ዶ?
ኮቪድ መዓስ ሒዙካ ነይሩ፧
ቃንዛ አብ ኣፍ-ልቢካ አሎካ ዶ?
ኣብዚ ደሓን ዲኺ፧
መድሃኒት ንከይትጥቀም ዝኮነ አለርጂ/ቁጥዓ አካላት አሎካ ዶ?
ሕጂ ናይ ሲ.ቲ.-ስእሊ ክንወስደልካ ኢና።
መድሃኒት ትጥቀሞ ዝርዝር ኣስማት አሎካ'ዶ?
ስርዓተ ምክልኻል ዝጸቅጥ መድሃኒት ትወስድ ዶ?
ሎሚ መድሃኒት ወሲድካ ዶ?
ኮቪድ ሒዙካ ነይሩዶ፧
ሕጂ ናይ ሜም.ኣር.-ስእሊ ክንወስደልካ ኢና።
ጸቅጢ ደም ኽዕቅነካ እየ።
ቀዋሚ መድሃኒት ትጥቀም ዶ?
መዓስ ከም ዝተወለድካን ውልቃዊ መለለይ ቁጽሪ ክትጽሕፈለይ ትክእል ዶ?
ፍሉይ መለለይ ቁጽሪኻ (ዲ-ናምበር) ክትጽሕፎ ትክእል ዶ?
ሕጂ ናይ ኣልትራ ሳውንድ/ልዕለ ድምጻዊ መዓቀኒ ጌርና ክንዕቅነካ ኢና።
እንታይ ዓይነት መድሃኒት ከም እትጥቀም ትፈልጥ ዶ?
ወለድኻ መጺኦም ኣለዉ።